ኣላልዩ ! ትህብዎ ግልጋሎትን ትሸጥዎ ምህርትን !
Find businesses & Service Professionals by Category, by City, by state, by Country locally and globally
Find businesses & Service Professionals by Category, by City, by state, by Country locally and globally
መርበብ ሓበሬታና ዕድጋና ነጋዶ ሰብሞያን ግልጋሎትን: ትካላትን ዝራኸብሉ ናይ መራኸቢ ባይታ እዩ፥፥ናይ ባዕልኹም ተማሕድርዎ ፍሉይ መእተዊ ትቆፃፀርዎ ትሰርሕሉ ኣብ መርበብ ሓበሬታና ይህልወኩም፥፥ሰብ ሞያ ሕጊ መካኒክ ስነጥበበኛታት ፀገንቲ ቤት መግብታት ሓኻይም መጓዓዝያ መራኸብቲ ገዛ ሸየጥቲ ፅባቕ ፀጉሪ ዝተፈላለየ ምህርትታት ሸየጥቲ ዝረከብሉ!! ዲያስፖራ ውሽጢ ዓድን ዝራኸብሉውን እዩ:: ካብ ዝደልኽምዎ ቦታ ኮይንኩም ካብ ዓዲ ዘለዉ ነጋዶውን ዓድጉ!
ዳላስ፣, Texas, ፣ ዩናይትድ ስቴትስ (አሜሪካ)